መበል 55 ዓመት ሐደ-መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ

መግለጺ ብምክንያት መበል 55 ዓመት ሐደ-መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈላልዩ ተበራረይቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ክገዝእዎ’ኻ እንተጸንሑ ንመግዛእቶም ኣሜን ኡሉ ተቀቢሉዎ ኣይፈልጥ’ዩ። ኣብ ውሽጢ ሕንብርቶም ኾይኑ ዝተፈላለየ ናይ ተቃውሞ…

Continue Reading

መንፈቃዊ ኣኬባ

በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ መንፈቃዊ ኣኬኡ ብዕለት 24/7/16/ ኣብ ኦክላንድ ኣካይዱ። እቲ መንፈቃዊ ኣኬባ ዝሐዞም ኣጀንዳ ናይ ኩለን ክፍላታት ናይ 6ወርሒ ጸብጻብ ሰርሔን ኣቅሪበን። እቲ ኣኬባ ብዝክረ ሰማእታት ድሕሪ ምክፋቱ…

Continue Reading

ጻብጻብ ዑደት ዶር. ዳንኤል ረዘነን ጋዜጠኛ ሜሮን እስቲፋኖስ ኣብ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ

  ጻብጻብ ዑደት ዶር. ዳንኤል ረዘነን  ጋዜጠኛ  ሜሮን  እስቲፋኖስ  ኣብ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ ዝሓለፈ ሰንበት 20 መስከረም 2015 እቲ ብ በይ ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ሰፊሕ ምድላው ዝተገብረሉ ብ ተባዓት…

Continue Reading

Independence Day Event Report

በይ ኤርያ ኤርትራዊያን ንመዓልቲ ናጽነት ብፍልይ ዝበለ ኣገባብ ኣኽቢሮም ኤርትራዊያን ተቐማጦ በይ ኤርያ ንመበል 24 መዓልቲ ናጽነት ፍልይ ብዝበለ ኣገባብ ብዕለት ግንቦት 23 ኣብ ከተማ ኦክላንድ ኣኽቢሮማ ዊዒሎም። እቲ በዓል…

Continue Reading