መበል 55 ዓመት ሐደ-መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ
መግለጺ ብምክንያት መበል 55 ዓመት ሐደ-መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈላልዩ ተበራረይቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ክገዝእዎ’ኻ እንተጸንሑ ንመግዛእቶም ኣሜን ኡሉ ተቀቢሉዎ ኣይፈልጥ’ዩ። ኣብ ውሽጢ ሕንብርቶም ኾይኑ ዝተፈላለየ ናይ ተቃውሞ…
BBQ
Dear members and friends, Bay Area Eritreans for Democratic Change invites all justice loving Eritreans in the bay area to join us for a BBQ on Sunday August 21st from 12pm at…
መንፈቃዊ ኣኬባ
በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ መንፈቃዊ ኣኬኡ ብዕለት 24/7/16/ ኣብ ኦክላንድ ኣካይዱ። እቲ መንፈቃዊ ኣኬባ ዝሐዞም ኣጀንዳ ናይ ኩለን ክፍላታት ናይ 6ወርሒ ጸብጻብ ሰርሔን ኣቅሪበን። እቲ ኣኬባ ብዝክረ ሰማእታት ድሕሪ ምክፋቱ…
መጠንቀቅታ Warning
መጠንቀቕታ ንኹሎም ሓተቲ ዑቕባ PDF download here Warningመጠንቀቅታ መጠንቀቕታ ንኹሎም ሓተቲ ዑቕባ ከም ዝፍለጥ ኣብ 2014 ኣቐዲሙ ዝወጸ መጠንቀቕታ ምንባሩ ዝዝከር’ዩ።እዚ ተዳጋጋሚ ዝወጽእ ዘሎ መጠንቀቕታ ተግባራዊ ንክኸውን በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንደሞክራሲያዊ…
ዝሓለፋ 25 ዓመታት -ድሕረት: ድኽነት: ስደት: ባርነትን መሰል ኣልቦነትን
በይ ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብምክንያት 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ሰፍሕን ዕዉትን ሰሚናር ግንቦት 7 (7/5/16) ኣብ ከተማ ኦክላንድ ካብ ሰዓት 12 ክሳብ ሰዓት 8 ድሕሪ ኣካይዱ። እቲ ብምክንያት 25…
ጻብጻብ ዑደት ዶር. ዳንኤል ረዘነን ጋዜጠኛ ሜሮን እስቲፋኖስ ኣብ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ
ጻብጻብ ዑደት ዶር. ዳንኤል ረዘነን ጋዜጠኛ ሜሮን እስቲፋኖስ ኣብ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ ዝሓለፈ ሰንበት 20 መስከረም 2015 እቲ ብ በይ ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ሰፊሕ ምድላው ዝተገብረሉ ብ ተባዓት…
Meron Estifanos and Dr. Daniel Rezene
Meron Estifanos and Dr. Daniel Rezene W/ro Meron will discuss Refugee Issues, Human Trafficking and Challenges supporting refugees. Dr. Daniel will discuss the UN’s Commission of Inquiry report and Way…
Coming Soon: Daniel Rezene And Meron Estifanos
Coming soon Dr. Daniel Rezene And Meron Estifanos Bay Area, California September 20 Place: Oakland More info to follow: For more info check www.bayedc.org Also Contact us…
- 1
- 2